እዛ ቁጽሪ ህዝባዊት ኣገልግሎት ትበሃል ቁጽሪ: ናይ ውልቅኻ ቁጽሪ ኮይና መንግስታውያን ቤት ጽሕፈታት ንመለለይኻ ዝጥቀማላ ቁጽሪ’ያ። (በይ አስ ኤን) ከኣ ተባሂላ ትጽዋዕ።